Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ባስኬቶ ንህወሓትን ሸኔን ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበርቲ ፍሉይ ወረዳ ባስኬቶ ከተማ ባላስካ ንግብረ ራዐዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣካይዶም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ግብረ ራዕዳውያን ሃገር ንምፍራስን ንምብታንን ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ እውን ኮኒኖም።

ሃገር ንምድሓን ወፍሪ ህልውና ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ሓገዞም ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ምግላፆም እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ፍሉይ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.