Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ሓድነት ሃገር ንምሕላው ምስ ግብረ ራዕዳውያን እናዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈላለዩ ሓገዛት ገይሮም።

ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ 30 ኣብዑርን 15 ሚሊየን ብርን ሓገዝ እንትገብር፥ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሕብረት ኢትዮጵያ 500 ሺሕ ብር ውልቀ ኩባኒያ ማኑፋክቸሪንግ ኤሌክትሮኒክስ ብሪን ኣልማዝን ድማ 250 ሺሕ ብር ሓገዝ ገይሮም።

ካልኦት ትካላት እውን ብተመሳሳሊ ሓገዝ ገንዘብን ረሽንን ምግባሮም ተገሊፁ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.