Fana: At a Speed of Life!

ሕልሚ ምፍራስ ሃገር ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ሕልሚን ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም።

ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ ጥፍኣት ብምኹናን፥ ንሉኣላውነት ሃገር እናተዋደቑ ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኣካላት ፀፅታን ህዝባዊ ሓይሊን ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 13 ወረዳታትን ክልተ ምምሕዳር ከተማታትን እቲ ዞባ ዝተውፃእፅኡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ነበርቲ ተሳቲፎም።

“ሰራዊት ምክልኻል ማእገርና ኢዩ፣ ህወሓትን ሸኔን ፀላእቲ ኢትዮጵያ ኢዮም፣ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ብምፅምባር ህልውና ሃገርና ክነኽብር ኢና፣ ንሕና እናሃለና ሃገርና ብእኩይ ውልቀ ሰባት ኣይትፈርስን ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ብጥላሁን ይልማ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.