Fana: At a Speed of Life!

ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለምፀሐይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ክልተ ኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብምድሃብ ልዝብ ምግባረን ተገሊፁ።

ብፍላይ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ትኹት ከምዝገበረ ተሓቢሩ።

ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ ብተወሳኺ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪተን ገለፃ ገይረን።

ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ተመሳሳሊ ቅዋም ዘሰጉሙ፣ ጥንኩር ርክብ ዘለወን ሃገራት ኢየን ምባለን ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.