Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከካይዶ ዝነበረ መረፃ ምቁራፁ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ክካየድ ዝነበረ ግዘዘ ሰሌዳ መረፃን ምድላውን ምቁራፁ ኣፍሊጡ።

እቲ ቦርድ 6 ሃገራዊ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ መብዛሕተኦም ክፋላት እታ ሃገር ኣካይዱ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ድማ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ ንምክያድ ግዘ ሰሌዳ ኣውፂኡ ተግባራት ምስላጥ ጀሚሩ ከምዝነበረ ይፍለጥ።

ይኹ እምበር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝቐረበ ሃገር ለኸ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምፅዳቑ ስዒቡ ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ንምክያድ ሓሲቡዎ ዝነበረ መረፃ ከምዘቋፆ ኣፍሊጡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.