Fana: At a Speed of Life!

ኲናት ህወሓት ንምምካት ከንዘምት ኢና-መናእሰይ ጋምቤላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት ከንዘምት ኢና ክብሉ መናእሰይ ከተማ ጋምቤላ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝጓየ ዘሎ እቲ ግብረ ራዕዲ ከምዘይዕወት ተዛሪቦም።
ህወሓት ተሓጋገዝቱ ካብ ወፃኢ ዓዲ እንተይተረፈ ብምምፃእ ሃገር ነምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም።
ኢትዮጵያ ኣነ አንተዘይመሪሐያ ኣይትነበረን ብዝብል ሃገር ንምፍራስ ዝኸፈቶ ኲናት ንምክልኻልን ሃገር ንምድሓንን ዘይንዘምተሉ ምኽኒያት ኣይህልወናን ክብሉ ገሊፆም።
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.