Fana: At a Speed of Life!

ቀብሪ ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምቅልጣፍ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ይግባእ – ኣዛዚ ምድብ ምዕራብ ኣየር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀብሪ ናይቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብምቅልጣፍ ገፅና ናብ ልምዓት ክነዝውር ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ ምድብ ምዕራብ ኣየር ገሊፆም።

ኣባላት ሰራዊት ምእድብ ኣየር እዚ ምዕራብን ሰቪል ሰራሓተኛታትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓን ኣባላት ሰራዊትን ዝፈፀሞ ኣረመኒያዊ መጥቃዕቲ ቀዳማይ ዓመት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ዘኪሮም፡፡

ኣዛዚ እቲ እዚ ኮሎኔል ቸርነት መንገሻ ኣብቲ እዋን፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ ንሃገር ስምዒት ዘይብሉ ሽፍታ ጉጅለ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

ሰራዊት እቲ ምድብ ነዚ ተገንዚቡ ነቲ ግብረ ራዕዲ ብምቕባር ናብ ልምዓት ከዙሩ ይግባእ ምባሎም ካብ ፌስ ቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.