Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ኩነታት ዝሕብሩሎም ቁፅሪ ስልኪታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ወይ እውን ኣገልግሎት ፖሊስ እንትደልዩ ዝጥቀሙሎም ዝስዕቡ ቁፅሪ ስልኪታት ምጥቃም ከምዝከኣል እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ 9977፣ ብናፃ መስመር ስልኪ 991 ፣ 997 ወይ እውን ብ011-1-11-01-11 ምጥቃም ከምዝከኣል ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.