Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህሓትን ሉኡኻቱን ንኢትዮጵያ ኣነ እንተዘይመሪሐያ ትፍረስ ትባታተን ዝብል ዕላማ ተሓንጊጦም እናሰርሑ ይርከቡ።

ብምዃኑ ኩሉ ኣመራርሓ እዚ ተገንዚቡ ምስ ሕብረተሰብ ተዋዲዱ ብልዑል ቆራፅነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

መላእ ነበርቲ እቲ ክልል ከም ቀደሞም ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብሞራልን ሎጂስቲክስን ብምድጋፍ ደጀንነቶም ከርእዩ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም፡፡

ኣመራርሓ እውን ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላውነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአኣዋጅ ህፁፅ እዋን ናይ ምፍፃምን ክፍፀም ምግባርን ግቡእ ከምዘለዎም ምግላፆም ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.