Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ንጉጅለ ህወሓት ይድምስሶ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንጉጅለ ህወሓት ክድምስስን ስርዓተ ቀብሩ ክፍፅምን ዘኽእለ ስራሕ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ምክትል ኣዛዚን ናይ ሎጂስቲክስ ኣዛዚን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀኔራል ነገራ ሌሊሳ ንኢፕድ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓይሊ ኣየር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንምውቃዕን ስርዓተ ቀብሩ ንምፍፃምን ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ።

እቲ ትካል ብቴክኖሎጂ ይኹን ሓይሊ ሰብ ኣወዳድባ ዓቕሙ ንምዕባይ ካብ ዝገብሮ ኩለ መዳይ ፃዕሪ ጎኑ ንጎኒ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለወ ወረራ ንምፍሻል ዘኽእል ዘኹርዕ ዓብዪ ተጋድሎ ይፍፅም ከምዘሎ ኣረዲኦም።

ሓይሊ ኣየር ሞት ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንምቅልጣፍ ዝተውሃቦ ልኡኽ ብኣግባቡ ይዋፃእ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ መንቅስቓስ እቲ ግብረ ራዕዲ እናሰዓበ ይድምስሶ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.