Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ን6 ኣዋርሕ ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ።

እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ።

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 23 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ብዘካየዶ 1ይ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገርን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኃል ዘውፀኦ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብኣዋጅ ቁፅሪ 5/14 ንምፅዳቕ ዝቐረበሉ ረቂቕ ኣዋጅ ኢዩ መርሚሩ ኣፅዲቑ ዘሎ።

እቲ ባይቶ ካብዚ ብተወሳኺ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ መርሚሩ ንምፅዳቕ ይዛተ ኣሎ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.