Fana: At a Speed of Life!

ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ንምድሓን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝኣወጆ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ ተመሪቖም።

ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ጌታቸው ጀምበር፣ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ አያሌውን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ተኮላ አይፎክሩ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም።

ኩሉ ግዜ ሃገርን ህዝብን ዘቐድም ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ምስ መከላከያ፣ ሚሊሻን ፋኖን ብምዃን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ብዝብል ከንቱ ሕልሚ ተላዒሉ ኣምሓራን ዓፋርን ምውራር ዝጀመረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምቕባር ብልዑል ወነን ህልኽን ምልዓሉ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.