Fana: At a Speed of Life!

ን1 ሚሊየን ተምሃሮ ዲጂታል ታሴራ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ “ኢንፑት ኣውት ፑት ኤች ኬ ሊሚትድ” ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ብምትሕብባር ንተምሃሮን መምህራንን ዲጂታል ታሴራ ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ዋና ኣካያዲ ስራሕ IOHK ቻርለስ ሆፕ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቲ ሚኒስቴር ቅድመ ሐዚ ኣብ 3 ሺሕን 680 ኣብያተ ትምህርቲ ንዘለዉ 5 ሚሊየን ተምሃሮን 750 ሺሕ መምህራንን ዲጂታል ታሴራ ንምሃብ ምስቲ ትካል ምስምምዑ ይዝከር።

ናይ ሐዚ ስምምዕነት ቀዳማይ ዙር ብምዝዛሙ እቲ ፕሮጀከት ዘለዎ ብርኪ ብምግምጋም ብዝተሓሰበሉ ብርኪን ትፅቢት ብዝግበረሉ ዲጂታል ታሴራን ንምብፃሕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.