Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ-ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ለይቲ ልዕሊ 100 መናእሰይ ኣሰሊፉ ከምዝጨፍጨፈ ኢዩ ገሊፁ።

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሎም ከተማታት ደሴን ኮምፖሊቻን ሃፍቲታት መንግስቲን ውልቀን ይዘርፍን የዕኑን ከምዘሎ እውን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ከምዝተዛረቡ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.