Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ንሃጋራት ኣፍሪካ ስልጠና ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ብዘሃነፆ ማእኸል ስልጠና ንሃጋራት ኣፍሪካ ክእለት መሪሕነት ዝተብሃለ ስልጠና ንምሃብ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።

ካብ ኬንያ ንዝመፅ ሰልጠንቲ ኣብ ዝቐፅል ሰንበት ክቕበል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ካብ 22 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ፈላማይ ስልጠና ዝወስዱ፥ ካብ ኬንያ ከተማ ናሁሩ ዝመፅኡ ኣብ ማይን ፈሳሲን ካብ ዝሰርሑ ሰለስተ ትካላት ዝተውፃእፅኡ 11 ሓለፍቲ ስራሕ ኢዮም፡፡

ካብ ኬንያ ዝመፅኡ ሰልጠንቲ ብዘቕረቡዎ ሕቶ እንትኸውን፥ ብሰራሕተኛታት እቲ በዓል መዚ ዝወሃብን ንስልጠና ዘድሊዮም ሓገዝ ገንዘብ ብቪስት ኢቪደንስ ኢንተርናሽናል ከምዝሽፈን ካብቲ በዓል መዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.