Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ኮርፖሬሽን ሽኮር ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮርፖሬሽን ሽኮር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 42 ነጥቢ 6 መሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።

እቲ ሓገዝ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ወዩ ሮባ ንኣከቢ ኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብርጋዴር ጀነራል ኣስረስ ኣያሌው ኣረኪቦም፡፡

እቲ ዝተገበረ 42 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ኮርፖሬሽን ዝለገሱዎ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ከምዝኾነ ኣይተ ወዩ ገሊፆም።

ሰራሕተኛታት እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ቀፃሊ እውን ኩለመዳይ ሓገዝ ንምግባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣረጋጊፆም ኢዮም ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.