Fana: At a Speed of Life!

መቐለ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ተወቒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ መቐለ ኣብ ዝርከብ ካልኣይ ክፍሊ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሎሚ መዓልቲ ብኣየር ወቒዑዎ።

እቲ ትካል ህወሓት ወታደራዊ መሳርሒታት ዝፅግነሉ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.