Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣግማል እውን ከምዝጨፍጨፈ ነበርቲ ሎጊያ ሰመራ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህልውና ዓፋር ንምጥፋእን ንህዝብና ዘለዎ ንዕቐት ንምርኣይን ኣግማልና እውን ጨፍጪፉ”ክብሉ  ነበርቲ ሎጊያ ሰመራ ገሊፆም።

እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ዳግም መጥቃዕቲ ምፍፃሙ እቲ ጉጅለ ካብ ዝሓለፈ ስሕተቱ ዘይመሃርኘ ካብ ጨካንነቱ ዘይላቐቕን ኢ ሰብኣዊነት ዝወረሶን እኩብ ከምዝኾነ ንግዝኢ ተዛሪቦም።

እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ከበትቲ ኣፅዋራት ብምትኳስ ህፃናትን ኣዶታትን ክብ ምቕታል ብተወሳኺ “ህዝቢ ዓፋር ከምደቁ ዝሪአን ኣግማሉጨፍጪፉ” ኢሎም።

ሽማግለ ዓዲ ኣይተ ሀሰን ሁሴን አህመዶ፥ እተን ኣግማል ብህዝቢ ዓፋር “ግመል ስግኡ ይኹን ፃብኡ መድሓኒት ኢዩ” ብምበል ዓብዪ ክብሪ ከምዝወሃቦ ተዛሪቦም።

ህልውና ዓፋር ምስ ኣግማል ኣዝዩ ዝተኣሳሰረ ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.