Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ-ልማትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣላስታር ማክፋይል ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን።

እቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መንግስቲ ኣብ ከተማታት ዝረአ ስእነት ስራሕ፣ ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲን ሰላምን ተተሓሒዙ እናገበሮ ዝርከብ ፃዕሪ ትኹረት ዝገበረ ኢዩ፡፡

ኣምባሳደር ኣላስታር ማክፋይል ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ መንግስቲ ኣብ ዝቕፅ 10 ዓመታት ኣብ ከተማታት ዝሓዞም ትልሚታት ንምትግባር ኣብ ዝገብሮ ፃዕሪ ናይ ባዕሎም ሓገዝ ንምግባር ከምዝተዳለዉ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.