Fana: At a Speed of Life!

ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ተገሊፁ።

ማእኸላይ ባንኪ ናይጄሪያ፥ ዕድጊት ወፃኢ ንምንካይን ስርዓት ፋይናንስ ንምዝማንን ከምኡ እውን ንምድንፋዕ ናብ ዕድጊት ዲጂታል ገንዘብ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።

ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሙሃማዱ ቡሃሪ፥ ስርዓት ዕድጊት ዲጂታል ናይጀሪያ ንዜጋታታ ብምፍላጥ ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ገሊፆም።

እቲ ስርዓት ዕድጊት ኣብ ዝቕፅ 10 ዓማውቲ ሓፈሻዊ ዕቤት ፍርያት ውሽጢ ዓዲ ናይጀሪያ ናብ 29 ቢሊየን ዶላር ንኸዓቢ ከምዝሕግዞ እውን ኣብሪሆም።

ድሕሪ ምጅማር ስርዓት ዕድጊት ኣብ 33 ባንኪታት ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዓማዊ ተጠቀምቲ እቲ ኣገልግሎት ከምዝኾኑን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ምግባር ከምዝተኽኣለን እውን ገሊፆም፡፡

ፍልፍል፦ ኣልጀዚራ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.