Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ፣ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ከምኡ እውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ኢንዱስትሪ ሓፂን ዎዳ ዑደት ኣካይዶም።

ድሕሪ እቲ ዑደት እተን ሓለፍቲ ምስ ኣመራርሓታት እቲ ፋብሪካ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥ ኣብ ከይዲ ፍርያት ዘጋጠሙ ፀገማትን ኣብ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክታትን ኣድሂቦም ተመያይጦም።

ሓለፍነቱ ዝተወሰሰነ ውልቀ ማሕበር ኣፍራዪ ሓፂን፥ ኣብ ከተማ ሰበታ ዝርከብን ብሰለስተ ፌዝ 65 ሚሊየን ዶላር ፈሰስ ንምግባር ትልሚ ሒዙ እናተንቀሳቐሰ ዝርከብ ትካል ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡

እቲ ትካል ካብ ወፃኢ ሃገር ብልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዝህነፁ ሓፂነ መፂን ፍርያታት ሙሉእ ብሙሉእ ንምትራፍ ተሓሲቡ እናሰርሐ ከምዝርከብ ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.