Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ናይ ከውልተ ዳያኑ መሰል ዘይምኽስ ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል ክልተ ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መሰል ዘይምኽስ ንኅለዓል ውሳነ ምሕላፉ ቤት ፅሕፈት እቲ ጉባኤ ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ከምዝገለፆ፥ ሚኒስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢ ክልተ ላዕለዎት ዳያኑ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብገበን ከምዝተጠርጠሩ ብምፅራሕ ምርመራ ንምግባር ናይ ዘይምኽሳስ መሰሎም ንኽለዓል ሕቶ ኣቕሪቡ ኢዩ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ጉባኤ ምምሕዳር ዳያኑ ፌዴራል 12 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼቡኡ በቲ ሚኒስተር ቤት ዕዮ ኣብ ዝቐረበ ሕቶ ብምዝታይ ኣዋጅ ቁፅሪ 1233/2013 ዓንቀጽ 34 (2) መሰረት ብምግባር ናይ ክልቲኦም ዳያሉ መሰል ዘይምኽሳስ ንኽዓል ምውሳኑ ካብ ሚኒስቴር ፍትሒ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.