Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣቢሎም ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ዝተሓደሱ ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ኣቢሎም ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ዝተሓደሱ ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣብ እዋን ክራማት ብመርሃ ግብሪ ወለንተናዊያን ልዕሊ 2 ሺሕ ኣባይቲ ሕድሳት ብምግባር፣ ወለዶም ዝሰኣኑ ህፃናት ብምዕባይ፣ ንመከላኸሊ ሃገር ድጋፍ ብምትእኽኻብን ብዝተፈላለዩ ተግባራት ምስርሖም እተን ከንቲባ ገሊፀን።

ምትሕግጋዝ ናይ ኢትዮጵያውያን ባህሊ ኢዩ ብምባል፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ሰናት ተግባራት ዝተሳተፋ ትካላትን ውልቀ ሳባትን ከምኡውን መናእሰይ ምምስጋነን ካብ ፕሬስ ሴክሬተሪያል እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.