Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊን ወይዘሮ ሙና አህመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብኣንፃራዊነት ብፍጥነት ኣብ ምዕባይ ካብ ዘለዋ ሃገራት ሓንቲ ብምዃና ብሚሊየን ዝቑፀሩ መናእሰይ ስራሕ ኣልቦ ኢዮም ኢለን።

መጠን ስራሕ ኣልቦነት ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ከምዝወሰኸ አውን ተዛሪበን።

መነግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማታት ንዝርከቡ ኢንተርፕራይዛት ስራሕቶም ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ንምፍጣር ዘኽእል ክእለት እናፋለጠ ከምዝርከብን ተበፃሕነቱ ንምዕባይ ዘለዎ ተበግሶን ኣረዲአን።

እተን ሚኒስትር፥ መንግስቲ ስራሕ ኣልቦነት ንምክልኻል ዝሰርሖም ስራሕቲ ኣብ ቀፃሊ ዝተተለሙ ትልሚታት ኣብሪሀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.