Fana: At a Speed of Life!

ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ እዛ ሃገር ንምኽባር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ክሰርሑ ኣለለዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንዲፕሎማታት፣ ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብኽልተ ዙር ዘካየዶ ስልጠና ምዝዛሙ ስዒቡ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣካይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተዓደሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ፥እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ፃናሒቶም ልእኽተኦምብዝግባእ ንምውፃእ ዘኽእሎም ክእለት ጨቢጦም ኢዮም ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ ናብ ስራሕቲ ዲፖሎማሲ እንትኣትዉገፅታ ሃገሮም ኣብ ምህናፅን ብሄራዊ ረብሓ ብዝለዐዓለ ደረጃ ምኽባር ከምዝግበኦም ኣተሓሳሲቦም።

ብፍላይ ኣብዚ ሐዚ ኣዋንኣብዛሃገር ዘሎእዋናዊ ኩነታት መሰረት ብምግባር እቲ ሓቂ ንማሓበረሰብ ዓለም ኣብ ናይ ምፍላጥ ሓላፍነት ከምዘለዎም ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.