Fana: At a Speed of Life!

ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ወዲ ቦብ ማርሌይ ዝኾነ ጁሊያን ማርሌይ ንኢትዮጵያ ድጋፍ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

ናይ ከልተ ጊዘ ናይ ግራሚ አዋርድ ሕፁይ  ጁሊያን ማርሌይን ኣዕርኹን ኣብዚ ቅኒያት መወዳእታ ኣብ ሆቴል ጊዮን ኮንሰርት ሬጌ ከምዘሰናድኡ ኣፍሊጦም።

ኣብቲ ኮንሰርት ዝርከብ ኣታዊ አውን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ሰብኣዊ ፀገም ድጋፍ ከምዝገብሩ ኣብ ፌስቡክ ገጽ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.