Fana: At a Speed of Life!

ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ብዕቱብ ክትጥቀም ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ህዋ ሳይንስ ዘለዋ ዓቕሚ ንምጥቃም ብትኹረት ክትሰርሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ፕሮፌሰር ሳራ ኣንያንግ ኣግቦር ተዛሪበን።

ሕብረት ኣፍሪካ እታ ኣህጉር ንዘይተጠቐመትሎም ሓሳባት ህዋ ሳይንስን ፓን ኣፍሪካን ቅድሚት ሂቡ ከምዝስራሕ ዝገለፁ እቶም ኮሚሽነር፥ ኣፍሪካ ልዑል ዓቕሚ የሃልዋ እምበር ሕዚ እውን ተምሳሌት ድሕረት ምዃና ግቡእ ከምዘይኮነ ኣገንዚበን፡፡

ኣፍሪካ ዘይተነኽአ ጥረ ኣቕሓን ሓይሊ ሰብን ኣለዋ ዝበላ ፕሮፌሰር ሳራ፥ ብፍላይ ኣካል ኣጀንዳ 2063 ዝኾነ ህዋ ሳይንስ ተሳትፎኣ ንምዕባይ ክትሰርሕ ኢያ ኢለን፡፡

ሓይሊ ሰባ ብምስልጣን ክጥጥቀመሉ ንምግባር ከምዝስራሕ እውን ኣብሪሀን።

ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.