Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዛምቢያ፣ ናይጀሪያ፣ ኣንጎላ፣ ኮሞሮስ፣ ናሚቢያ፣ ደቡብ አፍሪካ፣ ማላዊን ጂቡቲን ናብ  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ዳይሬክተር ጄነራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ኣይተ ፌይሰል ኣሊይ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፀሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.