Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ሰሙን ሕማም ዓሶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ምጥፋእ ካባይ ይጅምር ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ 1 ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ዕላዊ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሰሙን ሕማም ዓሶ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል፣ ሰብ ሞያ ጥዕና ዞባታትን ወረዳታትን ተረኺቦም፡፡

ዳይሬክተር ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማማት ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሕይወት ሰለሞን፥ ሕማም ዓሳ ንምክልኻል ናይ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ግደ ከምዘኾነ ተዛሪበን፡፡

ኣብቲ ዓውዲ ዝረአ ፀገም ንምፍታሕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ትኹረት ተገይሩ ከምዝስራሕ ኣገንዚበን፡፡

ብማቱሳላ ማቴዎስ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.