Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምብራቕ ምድብ ሓይሊ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝተመስገኑ ኣባላት ምድብ ሰራዊት መዓርግ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ምድብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝተመስገኑን ኣብ ፃንሒት ጊዜኦም ብፅቡቕ ወተሃደራዊ ዲሲፕሊን ንዝሸኑን ኣባላት ምድብ ሰራዊት መዓርግ ተዋሂቡ።

ነቶም ተሸወምቲ መዓርግ ብምልባስ መደረ መምርሒ ስራሕ ዝገበሩ ኣዛዚ እዚ ምድብ ኮ/ል ኣበበ ለገሰ፥ እቲ ምድብ ኣየር ሕጊ ብምኽባር ካብ 25 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ብመሪሕነት ብምስታፍን ጉጅለ ኣሸባሪ ህወሓት ብምድምሳስን ዘኹርዕ ጅግንነት ፈፂሙ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.