Fana: At a Speed of Life!

ተሸምቲ መዓርግ ባዕልኹም ንተወሳኺ ግቡእን ሓላፍነትን ክትዳለዉ ይግባእ – ብ/ጄ ዶ/ር ሃይሉ እንዳሻው

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኮምፕሬሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጦር ሓይሎች ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ስራሕን ፃንሒት ግዜኦም ዝሸፈኑን ኣመራርሓታትን ኣባላትን ዕቤት መዓርግ ሂቡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣዛዚ እቲ ሆስፒታል ብርጋዴር ጄነራል ዶክተር ሃይሉ እንዳሻው፥ ተሸምቲ መዓርግ ባዕልኹም ንተወሳኺ ግቡእን ሓላፍነትን ክዳለዉ ከመምዝግባእ ኣገንዚቦም።

መዓርግ ብዘዓበየ ቁፅሪ ንህዝቢ ዘለና ተኣማኒነት፣ ተሓላቓይነትን ብርተዐን ብምውሳኽ ዝበለፀ ሃገር ንምግልጋል ንባዕልኻ ምድላው ከምዝግባእ እውን ገሊፆም፡፡

ተሸምቲ መዓርግ ብግደኦም ብግደኦም፥ እቲ ዕቤት ከምዘሐጎሶምን ህዝቢን መንግስቲን ዝሃቦም ሓላፍነት ብዝለዓለ ኩነታት ንምውፃእ ድሉዋት ከምዝኾኑን ምግለፆም ካብ ሰራዊት ምክልኃል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.