Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን11 ክፍለ ከተማታት ዝኾኑ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ሓዊሱ ዋና መተሓባበርቲ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲን ምክትል ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ሽመት ሂቡ።

ሹመት የተሰጣቸው ሰዎች፣ የተሾሙበት ተቋም እና ኃላፊነትም እንደሚከተለው ቀርቧል

ሽመት ዝተውሃቦም ሰባት፣ ዝተሸሙሉ ትካልን ሓላፍነትን ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦

  1. ክፍለ ከተማ ቂርቆስ

1.1. ዘመኑ ደሳለኝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ

1.2. ታረቀኝ ገመቺ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

1.3. ሙባረክ ከማል – ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊ ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ልደታ
  2. 1. አሰግደው ሃ/ጊዮርጊስ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ
  3. 2. ሰለሞን ሃይሌ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

2.3. ኣስፋው ፋራ – ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊ ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ጉለሌ

3.1. ቆንጂት ደበላ – ዋና ፈፃሚት ስራሕ

3.2. ኣንዳርጌ ተዋበ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

3.4 ፀሃይ መንግስቱ – ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ኣራዳ

4.1.ኣባዌ ዮሃንስ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ

4.2. ኣይዳ ኣወል – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

4.3. ልዕልቲ ግደይ – ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ

5.1. ሽታዬ መሃመድ – ዋና ፈፃሚት ስራሕ

5.2. ብረሃኑ ኣበራ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

5.3. እመቤት ተስፋዬ – ምክትል ዋና ፈፃሚት ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ

6.1. ነጻነት ዳባ – ዋና ፈፃሚት ስራሕ

6.2.መለሰ ጋሻው – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

6.3. ተወዳጅ ሃ/ማሪያም – ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ

7.1. ጀማል ረዲ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ

7.2. ትዕግስት ደጀን – ዋና መተሓባበሪት ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

7.3. ተጫነ ኣዱኛ – ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ኣቃቄ ቃሊቲ

8.1. ሃቢባ ሲራጅ – ዋና ፈፃሚት ስራሕ

8.2. ግርማቸው ኣባተ – ዋና መተሓባበሪት ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

8.3. ኣሸናፊ ደጄኔ – ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ
  2. 1 መላኬ ኣለማየሁ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ

9.2. ኣሰፋ ቶላ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

9.3. ዳዊት ወልደየሱስ – ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ ቦሌ

10.1. ኣለምጸሃይ ሽፈራው – ዋና ፈፃሚት ስራሕ

10.2. ተስፋዬ ኦሜጋ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

10.3. ኣእምሮ ኣዱኛ – ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን

  1. ክፍለ ከተማ የካ

11.1. ይታያል ደጀኔ – ዋና ፈፃሚ ስራሕ

11.2. ሚደቅሳ ከበደ – ዋና መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ

11.3. ፀሃይ ኪባም – ም/ዋና ፈፃሚ ስራሕን ሓላፊት ቤ/ፅሕፈት ኢ/ልምዓት ስራሕን ብምዃን ንኸገልግሉ ከምዝተሾሙ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.