Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ጭናክሰን ተረኺቦም ልምዓት ስርናይ ቆላ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ጭናክሰን ተረኺቦም ምንቅስቓስ ልምዓት ስርናይ ቆላ ተዓዚቦም።

ኣይተ ሽመልስ ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ንኸገልግሉ ዳግም ድሕሪ ምሻሞም ፈላማይ ዝኾነ ዑደቶም፥ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳታትን ከተማታትን ዝተሃነፁ ካልኦት ፕሮጀክታት ልምዓትን እምነ ኹርናዕን ከንብሩ ኢዮም።

ኣብ ወረዳ ባሌ ኣብ 12 ሄክታር መሬት ብ36 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቦሩ ዋዩ ንኣገልግሎት ትምህርቲ ተመሪቑ ክፍቲ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.