Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም።

ኣይተ ግርማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ርኽክብ ስራሕን ምስ ኣባላት ማኔጅመንት ምፍላጥን ምግባሮም ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዕሊ ዝተመስረተ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኢዜማ ንዝኾኑ ኣይተ ግርማ ሰይፉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ገይሩ ምሻሙ ይዝከር፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.