Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ፀሎት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ “ንኢትዮጵያን መንግስታን ባርኽ፣ ሓሉ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት የካይዱ ኣለዉ።

እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎት፥ ንኢትዮጵያን ህዝባን ከምኡ እውን መራሕታ ፀሎት ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ፥ መራሕቲ መስተውዐልቲን ጥበበኛታትን፣ ናይ ባዕሎም ረብሓ ዘየቕድሙ፣ ሕማም ህዝቦም ዘሕሞም፣ ክብሪ ህዝቢ ክብሮም ዝኾነ ንኽኾኑ ፀሎት ከምዝግበር ተሓቢሩ።

ብሓዱሽ ምዕራፍ ዝተጣየሸ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስራሕቱ ዕዉታት ንኽኾኑ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ ድማ መፃኢ ግዘ ኢትዮጵያ እዋን ሰላም፣ ሓድነት፣ ልምዓትን ብሩህ ተስፋን ንኽኸውን ፀሎት ገይሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.