Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዝጠበቐ ምሕዝነት ዝሓበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳናውያን ኣዲኦም ከምዝኾነት ተዛሪቦም፡፡

ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተረጋገአ ኩነታት ንኽፍጠር ግደ ኢትዮጵያ ታሪኻዊን ነዊሕ ግዘ ዘቑፀረን ምሕዝነት ከምዘሎ እውን ኣብሪሆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.