Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣብቲ በዓል ሽመት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፥ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

“እዚ መልእኽቲ ዘመሓላልፎ ህዝቢ ዩጋንዳ ወኪለ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ኢዩ” ኢሎም።

ንኣፍሪካውያን ካብ ዓሌት ፖለቲካ ንላዕሊ ኣብ ሓድነትን ሃገራዊ ረብሓን ዝተመስረተ ፖለቲካ ኣዚዩ ኣድላዪ ከምዝኾነ እውን እቶም ፕሬዚዳንት ተዛሪቦም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.