Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌህ ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ ሓዱሽ መንግስቲ ንምክፋል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያን ኣቀባበል ገይሮምሎም፡፡
ብበርናባስ ተስፋዬ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.