Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኮይኖም ተመሪፆም።
እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ብምቕራብ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.