Fana: At a Speed of Life!

ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎ ኣባሳንጆ ኢትዮጵያ ኣብ እትገብሮ ሓዱሽ ምጥያሽ መንግስቲ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚደንት  ቦሌ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  ዶክተር ኣብርሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኢትዮጵያን ናይጀሪያን ኣብ ናይ ሓባር ተረባሕነት ዝተደረኸ ጠንካራ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ዘለወን ኣሕዋት ሃገራት ኢየን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.