ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣብ 5 ኣጀናዳታት ብምዝታይ እዞም ዝስዕቡ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ
ብመሰረት እዚ፥
1/ ምስያም ዋናን ምክትልን ኣፈ ጉባኤ እቲ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ
2/ ርእሰ ንምሕዳር እቲ ክልል ምስያም
3/ ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ትካላት ንምውሳንዝወፅአ መመሓየሺ ኣወዳድባን ረቂቕ ኣዋጅን ምድማፅን ውሳነ ምሕላፍን
4/ ሹመት ኣባላት ካቢኔ እቲ ክልል ምፅዳቕ
5/ አሰባላት ቤት ምኽሪ ናይ ምውካል ኣጀንዳ ብምሓዝ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ መንግስቲ ምስረታ ጉባዔ ምክያድ ጀሚሩ።
ፍልፍል:- ኢቢሲ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።