Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ንምኽባር ካብ ዞባ ሃላባ ተውፃእፂኦም ዝመፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣቀባብላ ተገይሩ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 21፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢሬቻን ለማክበር ከደቡብ ክልል ሀላባ ዞን የተወጣጡ የማህበረሰብ ክፍሎች ምዕራብ አርሲ ዞን ላይ አቀባበል ተደረገላቸው።
 
ማሕበረሰብ እቲ ዞባ ካብ ሃላባ ተበጊሶም ኣብ ወረዳ ሻላ ከተማ ኣጄ እንትበፅሑ፥ ኣመራርሓታትን ነበርቲን ከተማ ሻሸመኔን ኣርሲ ነገሌን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣቀባብላ ተገይሩሎም፡፡
 
ህዝቢ ሃላባ ምስ ህዝቢ ኦሮሞ ብደም ዝተኣሳሰረ ህዝቢ ከምዝኾ ኣመሓዳሪ ዞባ ሃላባ ዶክተር መሓመድ ኑሪዬ ተዛሪቦም።
 
“በዓል ኢሬቻ ሓድነት ኦሮሞ ዝረኣየሉን ፈጣሪኦም ዘመስግኑሉን ስለዝኾነ፥ ንሕና እውን ከም ዞባ ሃላባ ምስ ህዝቢ ኦሮሞ ንምኽባር ናብ ኢሬቻ ንጓዝ ኣለና ኢሎም፡፡
 
ብጀማል ከድሮ
 
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
 
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
 
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
 
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
 
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
 
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.