Fana: At a Speed of Life!

ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ዘመሓይሹ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ዘመሓይሹ ኣርባዕተ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም።

እቶም መተግበሪታት፥ ብቐሊሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእሉን ፀገም ተበፃሕነት ዝፈትሑን ኢዮም ተባሂሉ።

ካብ 1934 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ቤትምኽሪ ዝርከቡ ቃለ-ጉባኤታትን ሰነዳትን ብቐሊሉ ንምርካብ ዘኽእሉ  መተግበሪታት ከምዝኾኑ፥ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛሪቦም።

ሓበሬታ ንምርካብ ዝጠፍእ ዝነበረ ጊዜን ገንዘብን ዘድሕኑ፣ ንርክብ ህዝብን ኣባላት ቤትምኽሪ ወከልቲ ህዝብን ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ምግላም እውን ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.