ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 12 ግዘ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ።
ኣብቲ እዋን መደረ ዘስምዑ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣባላት እቲ ቤት ምኽ ኣብቲ ኣኼባ ቃለ ጉባኤ ብምፅዳቕ ዘበን ስረሖም ክዛዘም ኢዩ፡፡
ኣብ 5ይ ዘበን መረፃ ብህዝቢ ዝተመረፁን ህዝቢ እናገልገሉ ዝነበሩ ኣባላት ቤት ምኽሪ ብዝነበረ ፈታኒን ኣፀጋሚን እዋን ንህዝቢ ክልል ጋምቤላ ብምግልጋሎም ምስጋና ምቕራቦም ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።