Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ኣኼባ ዛዕባታት ቀሪቦም ክፀድቁ ኢዮም፡፡

ቀንዲ ቀንዲ ሽቶታት በጀት ዓመት 2014 ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ፤ በጀት ላለዋይ ቤት ፍርዲን ዋና ኦዲተርን 2014 ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ፤ ዝተመሓየሸ መጣየሺ ኣካላት ኣፈፀምቲ፣ ኣዋጅ ስልጣንን ተግባርን ቀሪቡ ልዝብ ከምዝግበረሉ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.