Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  ዝተኸበረ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ –  ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 16 መሰከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ  ዝተኸበ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፈለጡ።

ነቲ በዓል ብሰላም ክዛዘም ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ብሙሉኦም ኣካላት ፀፀታ ኣመሰጊኑ።

ሕብረተሰብ ጉዳይ ፀፅታ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል ኣመለኻኸተታ ብምሓዝ ንዘበርከቶ እኑዕ ኣስተዋፅኦ አነ መሰጋና ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.