Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኣብ ጎኒ ተመዛበልቲ ኮይኑ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ከተማ ደሴ ተረኺበን ተመዛበልቲ ዜጋታት ዑደት እናገበራ ይርከባ።

እተን ፕሬዚዳንት፥ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ዝርከቡ ዜጋታት እናተዘዋወራ ብምዕዛብ ኣጋርነተን ገሊፀን፡፡

መንግስቲ ኣብ ጎኒ ተመዛበልቲ ከምዝኸውንን ብዝኽእሎ ኩሉ ሓገዝ ከምዝገብርን እውን ገሊፀን፡፡

ብከድር መሓመድን ሃብታሙ ተ/ሥላሴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.