Fana: At a Speed of Life!

ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት እምነት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም።

ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ርስሓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር በዓል ዳሜራ መስቀል ኣብ ዝኽበረሉ ኣደባባይ መስቀል ኢዮም ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም ዘለዉ።

በጽዳት ዘመቻው መርሐግብር በምክትል ከንቲባ ማዕረግ የማዘጋጃ ቤታዊ ዘርፍ ስራ አስኪያጅ አቶ ጥራቱ በየነ፣

ኣብቲ ወፍሪ ፅሬት፥ መካየዲ ስራሕ ማዘጋጃ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጥራቱ በየነ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ምምመሕዳር ከተማ፣ ኣባላትን ተወከልቲን ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ፣ መተሓባበርቲ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ወለንታውያን መናእሰይ፣ ኣምባሳደራት ፅሬት፣ ፍሉጣት ኣርቲስታትን ኣትሌታትን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ከምዝተሳተፉ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.