Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ።

ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝተመረፁ ኣባላት ፈላማይ ጉባኤኦም እቲ ክል ንሓሙሽተ ዓመት ዝመርሕ ኣካል ክውደብ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት ተፋኒዮም ሓደሽቲ ዝትክኡሉን ጉባኤ ኢዩ፡፡

ሓዱሽ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ከምዝስየሙ እውን ኣፈ ጉባኤ እቲ ጨፌ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣፍሊጠን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.