Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ዞባ ደቡብ ወሎ ሓይሊ ጁንታ ብዝርደኦ ቋንቋ ንምዝራብ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መናእሰይ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ምፍናው ተገይሩሎም።

እቶም መናእሰይ፥ ህዝቢ ከባልዕን ሃገር ንምፍራስን ዝመፅአ ሓይሊ ጁንታ ብዝርደኦ ቋንቋ ንምዝራብ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ከምዝወሰኑ ገሊፆም።

ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብምስላፍ ሃገር ካብ ውሽጢን ወፃኢን ፀላኢ ንምክልኻል ቆራፃት ከምዝኾኑ ኣብሪሆም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ላዕለዎት ሓለፍቲ ክልልን ዞባን ተረኺቦም

ብከድር መሓመድን ሃብታሙ ተክለስላሴን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.